ገለ ሰባት ቡቕሊ ብፍጹም ክቕንጠብ የብሉን ይብሉ፤ ሽዑ ከመይ ጌርና ዘርኢ፡ ኣሕምልቲ፡ ቆጽሊ ወዘተ ክብላዕ ይኽእል እዩ ክንብል ንኽእል
እቲ ዘርኢ ኣብ ሓመድ ምስተተኸለ፡ እታ ምስ ማይ ናብኡ እትኸይድ ነፍሲ ምስ ጸዓት ናይቲ ሓመድ ተሓዋዊሳ ናብቲ ዘርኢ ኣትያ ትቦቕል። ስለዚ እቲ ቡቕሊ ከም ዘርኢ፣ ኣሕምልቲ ወዘተ ዘይንጡፍ ነገር (ህይወት ዘይብሉ) ኣይኮነን ስለዚ ቡቕሊ ክቕንጠብ የብሉን ዝብል ሓቂ እዩ።