ርህራሄ ካብ ሓደ ሰብ ዝወጽእ፡ ስቓይ ዝኾነ ፍጡር፡ ከም ጥምየት፡ ቅትለት፡ ሕማም፡ ሓደጋ፡ ጽምኢ፡ ፍርሒ፡ ስእነት፡ ድሌት ምስ ሰምዐ ወይ ምስ ረኣየ ወይ ምስ ዝፈልጥ እዩ።